English Français Bahasa Indonesia አማርኛ Af-Soomaali ትግርኛ Oromo العربية

ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ንጓል ኣንስተይቲ ምኽንሻብ ሕጋዊ ኣይኮነን።

ንጓል ኣንስተይቲ ምኽንሻብ ዝተለመደ ባሕላዊ ተግባር እዩ። እዚ’ውን ንናይ ወጻእ ብልዕቲ ምቑራጽ ወይኻዓ ምቕያር እዩ። ጓል ኣንስየይቲ ምኽንሻብ ሓደሓደ ግዘ ንደቂ ኣንስትዮ ብልዕቲ ምቑራጽ ወይኻዓ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ብልዕቲ ጕድዓት/ምቑራጽ ብዝብል ይፍለጥ። ንጓል ኣንስተይቲ ምኽንሻብ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ኣጓላት ጥዕና ምንም ጥቕሚ ከምዘይብሉን የግዳስ ጾታዊ ርክበን ብወሊድ ጥዕና ጸገም ከምዘለዎ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ንደቂ ኣንስትዮ፤ መንእሰያትን ኣወዳት ደገፍ ብናይ ልሙድ ባሕላዊ ንጓል ኣንስተይቲ ምኽንሻብ ዘኻይዱ ማሕበረሰባት መረዳእታ ዘዳልዉ ፕሮግራማት ኣለዉ።

በዚ ዝዝዕብ ዘይህጋዊነት እዩ:

ሓደ ሰብ በዚ ዝስዕብ ንምክያድ እቲ ሕጊ ኣይፈቅደሉን:

ሓደ ሰብ በዚ ዝስዕብ እንተጌሩ ሕጊ ይጥሕስ፡

ምኽንሻብ ንጓል ኣንስተይቲ ዘኻየደ ክሳብ 21 ዓመታት ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ኣለዎ።

ጉዳያት ሓለዋ ጥዕና

ምኽንሻብ ንጓል ኣንስተይቲ ናይ ሓጺር ግዘን ነዊሕ ግዘ ሓለዋ ጥዕና ጸገም ይፍጠር፤ በዚ ዝስዕብ ዘኻተተ:

ምኽንሻብ ጓል ኣነስተይቲ ዝተጀመረሉ መዓዝ ከምዝኾነ ከምዘይፍለጥን ብናይ ሓይማኖት ጠቐሜታ ከምዘለዎ እዩ። ምኽንሻብ ጓል ኣነስተይቲ ዓይነታት ኣብመንጎ ማሕበረሰባትን ዓሌት ጉጅለታት ዝተፈላለየ እዩ። ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለዋ ሃገራት ነዚ ዓይነት ኣሰራርሓ ከምዝግደፍን ዘይሕጋዊ ከምዝኾነ እዩ። ባሕልና ንፈቱ ኢና፤ ግን ጉድኣት ዘምጽእ ተግባር ምግዳፍ ይግባእ።

ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ንዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣጓላትን ስድራታት ዝኸውን ደገፍ ኣሎ

ሰብነትና ንምቑፃርን ሓልየት ንምግባር፤ ኩላሕትና ብኽብሪ መዓርግ ክንተናዓገድ ኣለና። ከም ሰብዓዊ ምዃን መጠን እዚ ናይ ሕድሕዲኡ መሰል እዩ። ብናይ ኣነስታይ ምኽንሻብ ዚምልከት ኣብ ሙሉእ መምሕድዳር ግዝኣታትን ተሪቶርዮታት ዝዳለው ደገፍ ሓገዝ፤ ምኽሪን መረዳእታ ኣሎ። ኣብ ቐረባኽን ብዘሎ ኣገልግሎት ውሃቢ ንምርካብን ንምዝርራብ በዙይ ዝስዕብ ምርኣይ:

ACT

Esther Lam

CALD መራኸቢ ነርሲ

ACT Health

ስልኪ: 02 6205 1078

esther.lam@act.gov.au

New South Wales

Linda George

ናይ ሓለዋ ጥዕና ትምህርቲ ላዕላዋይ ሓላፊ

ኣብ FGM የNSW ትምህርቲ ፕሮግራም

ስልኪ: 02 9840 3910

linda.george@health.nsw.gov.au

Northern Territory

Kirsten Thompson

ነርሲ

ንስድራቤት እቅድን ድሕንነት

ስልኪ: 08 8948 0144

kirsten.thompson@fpwnt.com.au

Queensland

Odette Tewfik

ብናይ ብዙሕ ባህሊታት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ ጥዕና ፕሮጀክት መተሓባበሪ

True: Relationships & Reproductive Health

ስልኪ: 07 3250 0250

odette.tewfik@true.org.au

Tasmania

Xavier Lane-Mullins

ናይ ማሕበረሰብ ዕቤት ሰራሕተኛ

ቀይሕ መስቀል

ስልኪ: 03 6235 6001

xlanemullins@redcross.org.au



Michou Kadima

ናይ ማሕበረሰብ ዕቤት ሰራሕተኛ

ቀይሕ መስቀል

ስልኪ: 03 6326 0400

mkadima@redcross.org.au

South Australia

Kim Voss

ማሕበራዊ ሰራሕተኛ

ንደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ ጥዕና ማእከል

ስልኪ: 08 8444 0700

kim.voss@health.sa.gov.au

Victoria

Medina Idriess

FARREP ሰራሕተኛ

ንደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ ጥዕና ብናይ ዝተፈላለየ ብዙሕ ባህላዊ ማእከል

ስልኪ: 1800 656 421

medina@mcwh.com.au

Western Australia

Carol Kaplanian

FGM & FDV Research

ፕሮጀክት ሓላፊ

ንደቂ ኣንስትዮን ሓዱሽ ንዝተወለደ ማማይ ሓለዋ ጥዕና ኣገልግሎት

ስልኪ: 08 9340 1557

carol.kaplanian@health.wa.gov.au

Copyright © NETFA 2016
Contact Us | www.netfa.com.au | www.mcwh.com.au